መጻምድታ ዝቐተላ ኡጋንዳዊት ኣትሌት ስፖርታዊ መሳለጥያ ኣብ ፓሪስ ብስማ ክጽዋዕ'ዩ፣ ያየሽ ጌጤ ኣብ ፓራሊምፒክስ ፓሪስ ቅያ ሰሪሓ፣

SBS Sport Tigrinya Logo.jpg

Credit: SBS

Get the SBS Audio app

Other ways to listen

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/09/2024) * ኣብ ፓሪስ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ፓራሊምፒክስ ኢትዮጵያዊት ያየሽ ጌጤ ኣብ ውድድር 1500 ሜ ደቀንስትዮ ዓይነስውራን ተዓዊታ ካልኣይ ወርቂ ንኢትዮጵያ ኣምጺኣ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽግለታ ሳልሳይ ክወጽእ እንከሎ ነጋሲ ሃይሉ ኣብርሃ ኸኣ ኣብ ኢጣልያ ዘዕግብ ምንቅስቓስ ኣርእዩ፣ * ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ሞሮኮ 2025 ኢትዮጵያ ኣንጻር ታንዛንያ ገጢማ ብዘይሽቶ ማዕረ ክትፈላለ እንከላ ኣንጻር ዲ ኣር ኮንጎ ሎሚ ምሸት ወሳኒ ግጥም ይጽበያ፣ * ኡጋንዳዊት ኣትሌት ኬንያዊ መጻምድታ ነዳዲ ከስኪሱ ብሓዊ ኣቃጺልዋ ኣብ ዝተባህለሉ መጥቃዕቲ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ'ዚ ዓለም ብሞት ተፈልያ፣



Share