ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 መስከረም 2024)

SBS Tigrinya Newsflash

Source: SBS

Get the SBS Audio app

Other ways to listen

ኣውስትራሊያ ትሕቲ 14 ዓመት ንዝኾኑ ቆልዑ ማሕበራዊ መረኣኸቢ ንኸይጥቀሙ ዝእግድ ሕጊ ተተኣታቱ ኣላ ። ብኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝገብሮ ዘሎ ምሻምን ምስንባትን ሰበስልጣን ደው ከብል ፡ ሓላፊ ጸጥታ ክልል ትግራይ ጀ/ታደሰ ወረደ ሓቲቱ ። እቲ ፍሉጥ ድምጺ ዝነበሮ ተዋሳኣይ James Earl Jones, ኣብ መበል 93. ዓመቱ ዓሪፉ።



Share